Partner With Us.

simply fill in the details below. You are Able to Partner using Debit/Credit Card or Paypal.

ሻሎም ብሩኻት ፤ ኣብዚ ኣገልግሎት ዘርእኹም እትዘርኡ ዘለኹም፥ጎይታ የዕዚዙ ይባርኽኩም!  ፥  ኣብዚ ናይ ቴሌቭዥን ፕሮጀክትን ፥ንኻልእ ኣገልግሎት ናይ ሽሎ ቲቪን  ከም ዓቅምኹም ናይ ገንዘብ ዘርእኹም :ኣብዛ ታሕቲ ዘላ ጥብቆ ብምጥዋቅ ዘርእኹም  ክትዘርኡ ትኽእሉ ኢኹም ፤ ብሽም የሱስ በረኸት ኣምላኽ ደልዩ ይርከብኩም

Testimony

ኣምላኽ በመንገዲ፣ሳተላይት ቴሌቪዝን ሽሎ ቲቪ ኣብ ኤርትራን ኣብ ኢትዮጲያን ከይተረፈ ዘገርም ስርሑ ፤ እንዳሰርሔ እዩ ዘሎ፤

en_USEnglish