ውህብቶኻ

2ይ ቆሮንቶስ 9፥7 ኣምላኽ ሕጕስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ እሞ፡ ነፍሲ ወከፍ ብጓሂ ወይስ ብግዲ ዘይኰነስ፡ ከምቲ ብልቡ ዝሕለኖ ይሃብ፡

ዕሽር

ትንቢት ሚልክያስ 3:10፤ ኣብ ቤተይ ምግቢ ኪኸውንሲ፣ ዕሽር ዘበለ ዅሉ ናብ ቤት መዝገብ ኣምጽእዎ፣ ሽዑ መሳዅቲ ሰማይ እንተ ዘይከፊተልኩም፣ በረኸት ድማ ብዘይ ልክዕ እንተ ዘየፍሲሰልኩም፣ በዚ ተዐዘቡኒ፣ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት።

ዘርኢ

ወንጌል ማርቆስ 4:8፤ ገሊኡ ድማ ኣብ ጽቡቕ ምድሪ ወደቐ፡ ዚበቍልን ዚዓብን ፍረ ኸኣ ሃበ፡ ገሊኡ ሰላሳ፡ ገሊኡ ስሳ፡ ገሊኡ ኸኣ ሚእቲ ፈረየ።

ከምቲ ዓይነት ናይ ውህብቶኹም ፤ ካብዘን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ፤ ሳንዱቅ መሪጽኩም ፤ "ኣብዚ ጠውቅ" እትብል ጥብቆ ጠውቁ

en_USEnglish